እዚ ገጽ ዕጸዎ

ናይ ህጹጽ እዋን ተለፎን ቆልዑን ንኣሽቱን(Alarmtelefonen for barn og unge)

ናይ ህጹጽ እዋን ተለፎን ንኩሎም መዛርብቲ ዘድልዮም ቆልዑን መንእሰያትን ትሕግዝመስመር እያ። ምስ ባርነቫርነ ንክትራኸብ ውን ይሕግዙኻ እዮም ንክትረኽቦም 116111 ደውል