እዚ ገጽ ዕጸዎ

ብዛዕባ ባርነቫርነ ዝሕተቱ ንቡር ሕቶታት

ገለ ካብቶም ብዛዕባ ባርነቫርነ ዝሕተቱ ንቡር ሕቶታት መልስታቶም ኣብዚ ኣሎ።

ባርነቫርነ እንታይ እዩ፧

ሕጊ ባርነቫርነ እንታይ ማለት እዩ፧

ባርነቫርነ ነቲ ቆልዓ ተሻቒልናሉ ኣለና ዝብል መልእኽቲ ክመጾም ከሎ እንታይ እዩ ዝግበር፧

ንባርነቫርነ ክራኸቦም ከለኹ መንነተይ ከየፍለጥኩ ክረኽቦም ይኽእል ድየ፧

ባርነቫርነ ከጻርዩ ከለዉ እንታይ እዮም ዝገብሩ፧

ባርነቫርነ እንታይ ዓይነት ሓገዝ እዮም ክገብሩልካ ዝኽእሉ፧

ባርነቫርነ ካብ ስድራ-ቤታት ቆልዑ ከሕድጉ ይኽእሉ ድዮም፧

ንምንታይ እዮም ገሊኦም ቆልዑ ካብ ገዝኦም ከምዝግዕዙ ዝግበር፧

ናብ ቀዋሚ መእለዪ ቤት ወይ መእለዪ ትካል ድሕሪ ምግዓዘይ እንተዘይጥዒሙኒ ከ እንታይ ክገብር ይኽእል፧

ንምንታይ እዮም ገሊኦም ሰባት ብዛዕባ ባርነቫርነ ሕማቕ ዘረባ ዝዛረቡ፧